Gå till innehåll

Tigrinja ትግርኛ

ከም ሓድሽ መጻኢ ናብ ያሊቫረ ኮሙን ኣብ መደብ መትከሊ አግሪ ንዘለካ ዝምልከት ኮይኑ ምኽርን ሓገዝን ንቀለልቲ ጉዳያት ክትረኽብ ትኽእል ኢካ። ምኽሪ ብተሌፎን ወይ ብኣካል ብምብጻሕ ምስ ሰራሕተኛታት መትከሊ አግሪ ክትራከብ ትክእል። ምኽሪ ምናልባት እውን ቆጸራ ንምሐዝ በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ተሌፎን ተወከስ። 0970-81 80 34

ሞባይል ቴሌፎን ክትጥቀም ትክእል እንተ ኮይንካ፡ Google translate app ዝበሃል ብዙሕ ቋንቋታት ዝትርጉም መሳርሒ ከተውርድ ትኽእል ኢኻ።

Sidinformation

Senast uppdaterad:
2023-11-22
Publicerad:
2023-04-20